Donate now

Our main objectives are to create a stream of income for Authors and Convey books inside the country where it’s required for instance library, schools, etc and finally to build up the propensity for perusing books without reserve impediment.

Most important of all to Provide for individuals who can’t bear to purchase a book.

Donation Reportage

ባሕሊ ምንባብ ንምትብባዕ ኣቀዲሜ አብ ከረን፣ ምጽዋዕ፣ መንደፈራ፣ ድባርዋ ሰሚናራት አካይደ። ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ኣብ ሽዱሽቴ ከተማታት ዞባ ጋሽ ባርካ ተመሳሳሊ ሰሚናራት አካይደ። ኣብ ሰሚናራት ብዛዕባ ናይ ምንባብ ባህሊ፣ ታሪክ ምጽሓፍን ምእቃብን፣ዝምልከት አገደስቲ ሓሳባት ተላዕሎም ምይይጥ ተገሪሎም። “በዓቲ ቲራቮሎ” ድማ ተዘርጊሁ። ብህያብ’ውን ተዋሂቡ።ህያብ ክወሃብ ዝከኣለ አብ ደገ ዘለው ኤርትራውያን ብዝወፈይዎ ናይ ገንዘብ አበርክቶ’ዩ። ስጋብ ሕጂ ንአቆርዳት፣ ሳዋ፣ ዓዲ ቀይህ ዩኒቨርሲቲ፣ ማእከል ተሃድሶታ፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ከተማ ብጥቅሉሉ አስታት 483 መጻሕፍቲ ተዋሂቡሎ። በዚ መሰረት ድማ ህያብ መጽሓፍትን ሰሚናራትን ይቕጽል አሎ። “ባህሊ ምንባብ ምትብባዕ” ብዝብል ኣብ ዝጀመርኩዎ ፕሮጀክት ክትሳተፉ ትደልዩ ኤርትራውያን https://derasii.com/donation/ብምእታው እጃምኩም ክትልግሱ ጻውዔት የቅርብ::  ተስፋዬ ገብረኣብ 

Donors Comments

Shopping cart
Sidebar
Start typing to see products you are looking for.

Sign in

No account yet?